ታሪኻዊ ምርጫ ኣሜሪካ ሎሚ ሶኑይ ተኸፊቱ’ሎ

ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ሰልፊታት፣ መደረታትን ክትዓትን እቲ ፕራይመሪይስ (መባእታዊ ምርጫ) እናተባሃለ ዝፍለጥ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ኣይዋ ጀሚሩ’ሎ።

ኣብ ደምበ ሪፐብሊካዊያን ፓርቲ፣ ዲታ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሴነተር ቴድ ክሩዝ ጸቢብ ብልጫ የርኢ’ሎ ።

ቀጺላ ንመባእታዊ ፕረዚደንታዊ ውድድር ተተኣናግድ ጎረቤት ኣይዋ ዝኾነት ክፍለ-ግዝኣት ኒውሃምፕሸር’ያ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ታሪኻዊ ምርጫ ኣሜሪካ ሎሚ ሶኑይ ተኸፊቱ’ሎ