ቃለ-መጠይቕ፡ ንቖልዑት እናኣዘናግዐ ፊደላትን ቃላትን ዝምህር ግድላት ዘዳለወ ኤርትራዊ-ኖርወጃዊ አቶ ሙሉጌታ ተስፋማርያም

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቕ፡ ንቖልዑት እናኣዘናግዐ ፊደላትን ቃላትን ዝምህር ግድላት ዘዳለወ ኤርትራዊ-ኖርወጃዊ አቶ ሙሉጌታ ተስፋማርያም ኣቶ ሙሉጌታ ተስፋማርያም ኣብ ኖርወይ ናብርኡ ዝመርሕ ኤርትራዊ`ዩ። ቆልዑት ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ፈደላት ግእዝ ወይ ትግርኛ ከጽንዑ ዝሓሸ ዕድላት ኣሎ ብዝብል ዝተፈላለየ እናዘናግዑ ዘስተምህሩ ግድላት (ፓዝላት) ምሂዙ`ሎ።