ዕላል ምስ ተጻዋቲት ኲዕሶ እግሪ ሊሊ ዮሃንስ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ካብ ኤርትራውያን ስድራ ትውለድ ጓል 16-ዓመት ሊሊ ዮሃንስ፥ ኣብ ውሽጢ 20 ዓመታት፥  ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቀንስትዮ ኣመሪካ ዝተሰለፈት ዝነኣሰት ተጻዋቲት ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ`ላ።   ኣብ ነዘርላንድስ ምስ ክለብ ኣያክስ ትጻወት ሊሊ፡  ቅድሚ  ክልተ ሰሙን፥  ኣብዚ ምስ ጋንታ ኣመሪካ ተሰሊፋ፡ ኣንጻር ደቡብ ኮርያ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም፡ ብልጽቲ ሸቶ ብምምዝጋብ ዓይኒ ተዓዘብቲ ስሒባ`ላ።