ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊያን ትርሓስ፣ ኤደንን ኣቢስንያን

  • በትረ ስልጣን

ኣቢስንያ ጊ/ዮርጊስ:ኤደን ገ/ስላሴን ትርሓስ ታረቀ (ኮበለይ)ን

ስነ ጥበባዊያን ትርሓስ ታረቀ (ኮበለይ): ኤደን ገ/ስላሴን ከምኡ'ውን ተዋሳኢት ኣቢስንያ ጊ/ዮርጊስ ኣብ ምዕባለ ሙዚቃን ፊልሚታትን ዓብዪ ስፍራ ዝሓዛ እየን።

ትርሓስን ኤደንን ብርክት ዝበላ ሙዚቃታት ናብ ህዝቢ ዘርጊሔን። ኣቢስንያ ብወገና ኣብ ‘ኦፐረሽን 15-ደቒቓን’ ካልኦት ፊልሚታት ብኣዝዩ ዝናኣድ ደረጃ ዝተዋሰአትን እያ።

ንሰለስቲኤን ስነ-ጥበባዊያን ብዛዕባ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታትን ናብራ ስደትን፣ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝተፈጸመ ግፍዒ፣ ስነ-ጥበብ ካብ’ቲ ዝጸንሓሉ ብርኪ ናብ ሕውየትን ዕብየትን ሰላምን ርግኣትን ኣብ ምስግጋር ክህልዎ ዝኽእል ግደን ካልኦትን ኣልዒልና ኣዕሊልናየን ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊያን ትርሓስ፣ ኤደንን ኣቢስንያን