ቃለ-መሕትት ምስ ፍሉይ ልኡኽ ማይክ ሃመር
Your browser doesn’t support HTML5
"ድሕሪ 20 ኣዋርሕ ኣብ ክልል ትግራይ ድምጺ ተኹሲ ኣይስማዕን ዘሎ። እዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር እዩ። መንግስቲ ኢትዮጵያን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ኣብ ፕሪቶርያ ዝኸተምዎ ውዕል ኣገዳሲ ከምዝኾነ ዝጠቅሱ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ንጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሃመር፣ እቲ ዝነበረ ኵናት፣ ናይ ዓለምና ኣዝዩ ደማዊ ኵናት እዩ ነይሩ ክብሉ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕትት ገሊጾም ኣለው።