ቃለ ምልልስ ምስ ኣቦይ ስብሓት ነጋ 1ይ ኽፋል

  • ገብረ ገብረመድህን

Sibhat Nega

Your browser doesn’t support HTML5

ኣቦይ ስብሓት ነጋ


ንህውሓት ነዊሕ ዝመርሑ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ዝፅሓፉዋ ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መፅሓፍ ሪኢቱኦም ሂቦም ኣለው።ኣብ ርክባት ህውሓትን ውድባት ኤርትራን ብፍላይ ድማ ኣብ መንጎ ህውሓትን ህዝባዊ ግንባርን፣ኣብ መንጎ ህውሓትን ግገህትን፣‘’ሕንፍሽፍሽ’’ ተባሂሉ ብዛዕባ ዝፍለጥ ውሽጣዊ ቅልውላው ህውሓት፣ኩነታት ግዕዝይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝብሉን ካልኦትን ጉዳያት ኣልዒልና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።