ጻንሖት ምስ ኣቶ መስፍን ሓጎስ -- መጽሓፍ፡ ታሪኽ፡ መጻኢ ፖለቲካዊ መደባት(1ይ ክፋል)

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ምስ ፕሮፈሰር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል ብምዃን “An African Revolution Reclaimed” እትብል ውልቀ-መዘከር ዘሕተመ መስፍን ሓጎስ፡ ኣብ ፈለማ ናይ ወርሒ ሓምላ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ መጺኡ ምስ ኣንበብቲ ርክብ ኣካዪዱ ነይሩ።