ጻንሖት ምስ ኣቶ መስፍን ሓጎስ -- መጽሓፍ፡ ታሪኽ፡ መጻኢ ፖለቲካዊ መደባት

Your browser doesn’t support HTML5

ጻንሖት ምስ ኣቶ መስፍን ሓጎስ -- መጽሓፍ፡ ታሪኽ፡ መጻኢ ፖለቲካዊ መደባት(1ይ ክፋል)

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ምስ ፕሮፈሰር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል ብምዃን “An African Revolution Reclaimed” እትብል ውልቀ-መዘከር ዘሕተመ መስፍን ሓጎስ፡ ኣብ ፈለማ ናይ ወርሒ ሓምለ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ መጺኡ ምስ ኣንበብቲ ርክብ ኣካዪዱ ነይሩ። ኣብታ መጽሓፍን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ኣርእስታትን ማእከል ዝገብረ ሰፊሕ ዕላል ምስ ድምጺ ኣመሪካ ኣካዪዱ ኣሎ።

ካብ 2001 ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጻእ ሕጂ ኣብ ስደት ኣብ ጀርመን ዝርከብ ናይ ቅድም ሚኒስተር ምክልኻል ኤርትራን ኣመሓዳሪ ዞባን ኣቶ መስፍን፡ ንመጻኢ ፖለቲካዊ ጉዕዞኡ ኣመልኪትና’ውን ሓቲትናዮ ኣሎና፡ ካልኣይ ክፋል ንምክትታሉ መላግቦ ሰዓቡ።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ጻንሖት ምስ ኣቶ መስፍን ሓጎስ -- መጽሓፍ፡ ታሪኽ፡ መጻኢ ፖለቲካዊ መደባት(2ይ ክፋል)