ቃለመጠይቕ ምስ ሜሮን ሰመዳር ኣብ መበል 59 ዋዕላ ማሕበር መጽናዕትታት ኣፍሪቃ

Your browser doesn’t support HTML5

መበል 59 ዋዕላ ማሕበር መጽናዕትታት ኣፍሪቃ (አፍሪካን ስታዲስ ኣሶሴሽን) ካብ ታሕሳስ 1-3, 2016 ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ተኻይዱ ኔሩ። እዚ ማህበር ኣብ 1957 ዓ.ም ክምስረት ከሎ ብዛዕባ ኣፍሪቃ ሓበሬታ ንምዝርጋህን ንምልውዋጥ ዓሊሙ’ቱ ተመስሪቱ። ኣስታት 2,000 ብውልቂን ብትካላትን ዝተጠርነፉ ኣባላት ክህልውዎ ከለው ብዛዕባ ህሉፍ ኮነ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሪቃ ሓበሬታ ኣብ ምዝርጋሕ ይነጥፍ።