ቃለ መጠይቕ ምስ ወ/ሮ ማርታ ኤርምያስ ክኢላ ማሕበረሰባዊ ርክባት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ማሕበራዊ ርክባትናን ውልቃዊ ምዕባለታትናን ብዛዕባ ዘገድሱ ጉዳያት ኣልዒልና ምስ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኦሃዮ ሕ/መ ኣመሪካ እትቕመጥ ኤርትራዊት ወ/ሮ ማርታ ኤርምያስ ክኢላ ማሕበረሰባዊ ርክባት ዘካየድዮ ቃለ መጠይቕ ኣብ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ