ኪሮስ ሃይለስላሰ፡ 40 ዓመታት ኣብ መድረኽ ተዋስኦ

Your browser doesn’t support HTML5

ኪሮስ ሃይለስላሰ፡ 40 ዓመታት ኣብ መድረኽ ተዋስኦ

ቅድሚ 40 ዓመታት ብቲያትሪካል ኣርት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ዝተመረቐ ኣርቲስት ኪሮስ ሃይለስላሰ፡ ካብ ሽዑ ጀሚሩ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ሃገር ፍቅር ቲያትር ተቖፂሩ ክሳብ ቀረባ እዋን ብተዋሳኣይነት ክሰርሕ ፀኒሑ። ኪሮስ ኣብ ቀረባ እዋን ንዕብየት ኪነ-ጥበብ ኢትዮጵያ ብዝገበሮ ኣበርክቶ፡ ኣብ ስነስርዓት ጉማ ኣዋርድ ናይ መዋእል ተሸላሚ ኮይኑ እዩ።