ቃለ-መጠይቅ ምስ ዶ/ር ጋይም ክብረአብ (2ይ ክፋል)

ዶ/ር ጋይም ክብረአብ

ፕሮፈሰር ጋይም ክብረአብ ኣብ ለንደን ሳውዝ ባንክ ዪኒቨርሲቲ ዳይረክተር ፕሮግራም ድሕረ-ምረቃን መፅናዕቲን ክፍሊ ምዕባለን ስደተኛታትን መምህር ኮይኑ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዝነጥፍን ሓያለ መጽሓፍን ዝደረሰ ኤርትራዊ እንግሊዛዊ ምሁር'ዩ ።

ኣብዚ ቀረባ’ዉን ንሃገራዊ ኣገልግሎትን ስደት መንእሰያት ኤርትራን አመልኪቱ ሓደ መፅሓፍ ናብ አንበብቲ ኣቅሪቡ’ሎ።

ዶ/ር ጋይም ኣብቲ ዘካየዶ መጽናዕቲ ካብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝተረኽበ ዝበሎ ገለ ኣወንታዊ ውጽኢት ሃገራዊ ድሕነት ምኳኑ ጠቂሱ።

ብዛዕባ’ዚ መጽናዕታዊ መጽሓፉ ምስ ሬድዮ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቅ መብሪሂ ሂቡ’ሎ።

ምስ ዶ/ር ጋይም ክብረአብ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቅ ምስ ዶ/ር ጋይም ክብረአብ

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቅ ምስ ዶ/ር ጋይም ክብረአብ (2ይ ክፋል)