ቃለ መጠይቕ ምስ ሄኖክ ሙሉብርሃን ተዓዋቲ 2024 ቐጠልያ ማልያ ዙር ኪንግሃይ ቻይና

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ሄኖክ ሙሉብርሃን ተዓዋቲ 2024 ቐጠልያ ማልያ ዙር ኪንግሃይ ቻይና

ተዓዋቲ ናይ ነጥቢ ቀጠልያ ማልያ ዙር ኲንግሃይ ሌክ 2024 ሄኖክ ሙሉብርሃን: ኣብ መዛዘሚ 8ይ መድረኽ ሄኖክ 6ይ ደረጃ ሒዙ ምስ ብሉጻት ተቀዳደምቲ ድሕሪ ምዝዛም፡ ተዓዋቲ ቀጠልያ ማልያን 2ይ ደረጃ ኣብ ናይ ኣንበሳ ዓቐብ ማልያን ኣብ ሓፈሻዊ ድምር ናይ ግዜ ብጫ ማልያ ካኣ 4ይ ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ።

ብዛዕባ ዙር ኵንግሃይ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።