ቃለ-መጠይቅ ምስ ሓላፊ ምዕቃብ እንስሳ ዘገዳም ኣብ ኤርትራ ኣቶ ፍጹም ሓጎስ

ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 10 ዓመታት ዝተኣወጀ ሓምላይ ወፍሪ፡ ብዝሓየለ ናህሪ ክሰላሰል መተሓሳሰቢ ከምዝተዋህበ፡ ኣወሃሃዲ ሃገራዊ መደብ ሓምላይ ወፍሪ ኤርትራ ኣቶ ፍጹም ሓጎስ ንቪኦኤ ሓቢሩ።

ሃገራዊ ሓምላይ ወፍሪ ኣብ 2006 ዓ.ም ከምዝጀመረን ክሳብ ሕጂ ዘካየዶም ስርሓትን ዝመጽእ መደባትን ብዝምልከት ዝተካየደ ቃለ-መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቅ ምስ ሓላፊ ምዕቃብ እንስሳ ዘገዳም ኣብ ኤርትራ ኣቶ ፍጹም ሓጎስ