ዋሽንግተን —
ዶ/ር ጋይም ክብረአብ ኣብ ለንደን ናይ ዩኒቨርሲቲ መምህር ኮይኑ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዝነጥፍን ሓያለ መጽሓፍን ዝደረሰ ኤርትራዊ እንግሊዛዊ ምሁር'ዩ ።
ኣብዚ ቀረባ’ዉን ንሃገራዊ ኣገልግሎትን ስደት መንእሰያት ኤርትራን አመልኪቱ ሓደ መፅሓፍ ናብአንበብቲ ኣቅሪቡ’ሎ።
ብዛዕባ’ዚ መፅናዕታዊ መፅሓፉ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቅ መብሪሂ ሂቡ’ሎ።
ኣብ ቀረባ መጽሓፍ ምስ ዝደረሰ ዶ/ር ጋይም ክብረ አብ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከተማ ለንደን ዝተኻየደ ቃለ መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5