ቃለ መጠይቕ ምስ ዲዛይነር ክዳን ቲፋኒ ሓድሽ ዝኾነ ሃብቶም ተኽለኣብ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ዝተኻየደ መበል 90 ዝበለጸ ስነ ጥበባዊ ስርሓት ንምምልላይ ዝተኻየደ ሽልማት ኦስካር ተዋናይትን ኮመድያን ቲፋኒ ሓድሽ ዝተኸደነቶ ባህላዊ ክዳውንቲ ዘዳለወ ዲዛይነት ሃብቶም ተኽለኣብ ብዛዕባ ምድላው እቲ ክዳውንቲን ካልኦት ስርሓቱን ሓጺር ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።