ኣብ ኤርትራ ንትግባረ ኣህጉራዊ ውዕል መሰላት ቈልዑን መንእሰያትን ዝድግፍ ዋዕላ ተኻይዱ

ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ምስ ዩኒሰፍ ብምትሕባብር፡ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ንመሰል ቆልዑትን መንእሰያትን ዝምልከት ዋዕላ ኣካይዱ ኔሩ።

ኣቦመንበር ሃ.ማ.መ.ት.ኤ; ኣቶ ሳልሕ ኣሕመዲን፡ እቲ ዋዕላ፡ መንእሰያትን ቈልዑን ንጉዳዮም ኣብ ዝምልከት ውሳኔታት፡ ንኽሳተፉን ሓሳባቶምን ርእይቶኦምን ንኽስማዕን ዝዓለመ ምዃኑ ገሊጹ።

ምስ ኣቦ መንበር ሃ.ማ.መ.ት.ኤ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ናይ ሎሚ መደብ መንእሰያት ቀሪቡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣቦ መንበር ሃ.ማ.መ.ት.ኤ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ ንትግባረ ኣህጉራዊ ውዕል መሰላት ቈልዑን መንእሰያትን ዝድግፍ ዋዕላ ተኻይዱ