ዋሽንግተን —
ፕሮፌሰር እንግዳ ሓጎስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዝነበረ ኲናት ኣብ መጀመሪያ 1980ታት ብኬንያ ኣቢሉ ናብ ኣመሪካ መፂኡ። ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኒውዮርክ ኣብ ዝርከብ ኮሊጌት ዩኒቨርሲቲ ውሩይ ተመራማራይ ሕማም መንሽሮ ወይ ካንሰር እዩ።
ዶክተር እንግዳ ሓጎስ ትማሊ 17 ግንቦት 2023 ናይ ፕሮፌሰርነት ማዕረግ በቲ ዩኒቨርስቲ ተዋሂቡዎ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ-መሕትት ምስ ተመራማሪ ሕማም መንሽሮ ፕሮ. እንግዳ ሓጎስ