ቃለ-መሕትት ምስ ተመራማሪ ሕማም መንሽሮ ፕሮ. እንግዳ ሓጎስ

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

ፕሮፌሰር እንግዳ ሓጎስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዝነበረ ኲናት ኣብ መጀመሪያ 1980ታት ብኬንያ ኣቢሉ ናብ ኣመሪካ መፂኡ። ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኒውዮርክ ኣብ ዝርከብ ኮሊጌት ዩኒቨርሲቲ ውሩይ ተመራማራይ ሕማም መንሽሮ ወይ ካንሰር እዩ። ዶክተር እንግዳ ሓጎስ ትማሊ 17 ግንቦት 2023 ናይ ፕሮፌሰርነት ማዕረግ በቲ ዩኒቨርስቲ ተዋሂቡዎ ኣሎ።