ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ ኣብ መጽናዕቲ ስነ-ምድርን፡ ማያዊ ትሕቲ-ምድርን ኣተኩራ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ሄኖክ ተስፋማርያም ተወልደ

ካብ ኤርትራ ጀሚሩ ክጽሕፋ ዝጸንሐ መጽሓፍ ኣብ`ዚ ኣብ ኣሜሪካ ብምዝዛም ናብ ኣንበብቲ ከብጽሓ ኽኢሉ`ሎ። ኣብ መጽናዕቲ ስነ-ምድርን፡ ማያዊ ትሕቲ-ምድርን ኣተኩራ ዝተጻሕፈት “ Introduction to Exploration Geophysics “ ዘርእስታ መጽሓፉ ንተመሃሮን ንሰብ-ሞያን ክትረብሕ ተስፋ ይገብር።

ደራሲ እዛ መጽሓፍ ሄኖክ ተስፋማርያም ተወልደ ይብሃል።

ምስ ደራሲ ሄኖክ ተስፋማርያም ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ ኣብ መጽናዕቲ ስነ-ምድርን፡ ማያዊ ትሕቲ-ምድርን ኣተኩራ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ

ካልኣይ ክፋል እቲ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ ኣብ መጽናዕቲ ስነ-ምድርን፡ ማያዊ ትሕቲ-ምድርን ኣተኩራ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ