ኣቶ ዮሃንስ ኣስመላሽ፣ምክትል ኣቦ-መንበር ፈፃሚ ቤት ፅሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዴሞክራሲያዊ ለውጢ፣ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ዑደት ኣካይዱ‘ሎ።
ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ብዛዕባ ዑደቱን ሃገራዊ ባይቶን ምስ ቪኦኤ ቃለ መጠይቅ ኣካይዱ‘ሎ።ቀዳማይ ክፍሊ እቲ ቃለ-ምልልስ ተኸታተሉ።
ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ብዛዕባ ዑደቱን ሃገራዊ ባይቶን ምስ ቪኦኤ ቃለ መጠይቅ ኣካይዱ‘ሎ።ቀዳማይ ክፍሊ እቲ ቃለ-ምልልስ ተኸታተሉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ቀዳማይ ክፋል ቃለ-ምልልስ
Your browser doesn’t support HTML5
ካልኣይ ክፋል ቃለ-ምልልስ