ቃለ መጠይቕ ምስ ስነ ጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም (ቀዳማይ ክፋል)
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ኣብ ሰማንያታት ምስ ስድራ ቤቱ ንሱዳን ተሰዲዱ፡ ኣብኡ ዓብዩ። ድሒሩ ኣብ 1995 ዓ.ም ናብ ኤርትራ ተመሊሱ።
ስነጥበባዊ ግርማይ ዓንዶም “ፍቕሪ ሙዚቃ ምሳይ’ዩ ተወሊዱ” ይብል ፡ ናብ ስነ ጥበብ ብንእስነቱ እንተተጸንበረ ኣብ መጀመርያ ግን ኣብ ስእሊ ወይ ፋይን ኣርት ይነጥፍ ከምዝነበረ ይግለጽ። ድሒሩ ምሉእ ብምሉእ ናብ ሙዚቃ ዓለም ምእታው፡ ኣብ ደርፍታቱ ዝጥቀመሎም ዝተፈላልዩ ቅዲ ሙዚቃ ብፍላይ ድማ ኣፍሮ ካረብያንንን ቅዲ ሙዚቃ ንደርፍታቱ ፍሉይ ይገብሮ።