ዋሽንግተን ዲሲ —
ሕብረት አውሮጳ ስደተኛታት አብ ዝተፈላለያ ሃገራት አውሮጳ ናይ ምጥያስ መደቡ ሎሚ ብ19 ኤርትራዊያን ጀሚሩ'ሎ።
ምንያ አፈወርቂ ንኩነታት እቶም ስደተኛታትን እዚ ሓድሽ መደብ አውሮጳዊ ሕብረትን ብዝምልከት ንሜሮን እስቲፋኖስ አዘራሪባታ አላ።
ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ-መጠይቕ ምስ ሜሮን እስቲፋኖስ ተከታታሊት ኩነታት ስደተኛታት