ዋሽንግተን —
ኣብ ፈረንሳን ዩኔስኮን ኣምባሳደር ኤርትራ ሃና ስምኦን፡ ዝሓለፈ ሰሙን ብናይ ስራሕ ጉዳይ ናብ`ዚ ናብ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ዝመጻትሉ እዋን፡ ንሓፈሻዊ ቃለ-መጠይቕ ናብ ስቱድዮ ድምጺ ኣመሪካ ዓዲምናያ ኔርና።
ኣምባሳደር ሃና ስምኦን
ንኣምባሳደር ሃና፡ ብዛዕባ ዝሓለፈ ወርሒ ከተማ ኣስመራ ናብ መዝገብ ዓለም-ለኸ ውርሻ ምእታዋ፡ ፍልሰት መንእሰያት ንምርግጋእ ምስ ሕብረት-ኤውሮጳ ብዛዕባ ዝግበር ምትሕብባር፡ ከምኡ`ውን ብዛዕባ ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን ካልኦትን ሓቲትናያ`ለና-ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
Your browser doesn’t support HTML5
Ambassador Hana Simon VOA Interview -Part-1
Your browser doesn’t support HTML5
2ይ ክፋል፡ ምስ ኣምባሳደር ሃና ስምኦን