ዋሽንግተን —
ነባር ድምጻዊ ቋንቋ ትግረ ኣሕመድ መሓመድ(ወዲ ሸኽ)፡ ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብቲ ሞያ ዝጸንሐን ንብዙሓት መንእሰያት ኣብ ስነ-ጥበብ ትግረ ዝጸለወን ስነ-ጥበባዊ'ዩ።
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ ዝተረኽበ ወዲ ሸኽ፡ ብዛዕባ ኣብ ስነ-ጥበብ ቋንቋ ትግረ ዘለዎ ጦብላሕታን፡ ትምኒታቱን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መሕትት ምስ ድምጻዊ ኣሕመድ መሓመድ (ወዲ ሸኽ)