ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣቶ ኣብርሃ ደስታ

  • በትረ ስልጣን

ኣቶ ኣብርሃ ደስታ

አባል ኣመራርሓ ፓርቲ ተቃውሞ ኢትዮጵያ አቶ አብርሃ ደስታ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ማእሰርቲ ኣብዚ ቀረባ እዋን ከምዝተፈርሓ ዝዝከር'ዩ።

ኣብራሃ ደስታ 'ኣብ'ዚ እዋን'ዚ ነጻ ሰብ ኣይኮንኩን። ስለምንታይ መንግስቲ ይግባይ ሓቲቱ ስለዘሎ። ድሕሪ'ቲ መርተዖ ዘይቀረበሉ ሙግት ግና ናጻ ዝብለሉ ጊዚ ክኾን'ዩ' ይብል።

ንሱ ኣብ'ቲ ናይ ትማሊ ቃለ መጠይቅ ‘ዝኣሰረኒ ቤት ፍርዲ ኣይነበረን። ሃገራዊ ድሕነት’ምበር። ስለዚ ዝፈትሓኒ ቤት ፍርዲ ዘይኮነ ሃገራዊ ድሕነት’ዩ’ ከምዝበለ ዝዝከር'ዩ።

ኣብራሃ ምስ ቪኦኤ ክፍሊ ትግርኛ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቅ ‘ኣብ ዝተኣሰረሉ እዋን፣ ብዙሓት ፖለቲካዊ እሱራት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዘለው ዘረገገጽኩሉ ካልኣይ ብዙሕ እሱር ሰብ ከምዘሎ ኣረጋጊጸ’ ይብል።

ኣባል ኣመራርሓ ፓርቲ ተቃውሞ ኢትዮጵያ ኣብራሃ ደስታ፣ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ማእሰርቲ ኣብ’ዚ ቀረባ ከምዝተፈትሐ ዝዝከር’ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መጠይቅ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቅ ምስ ኣቶ ኣብርሃ ደስታ

Your browser doesn’t support HTML5

2ይ ክፋል ቃለ ምልልስ ምስ ኣብራሃ ደስታ