ዋሽንግተን —
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ገና ኣብ ምብጋሱ ከሎ ከም ተክኒሻን በረራ ኮይኑ ዝተቖጽረ ኣቶ ዘርእዝጊ ኣብርሀ፡ ኣብቲ መንገዲ ኣየር ን16 ዓመታት ኣብ ዝሰርሓሉ እዋን፡ ክሳብ ምስ ነፋሪት ንጉስ ሃይለስላሰ ብምጉዓዝ፡ ኣብ ምርግጋጽ ውሕስነት ነፈርቲ ተዋፊሩ ይሰርሕ ከም ዝነበረ ይገልጽ።
ኣብ ኣመሪካዊ መንገዲ ኣየር ዩናይትድ'ውን ን28 ዓመታት ሰሪሑ'ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዕላል ምስ ነባር ቴክኒሻን መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቶ ዘርእዝጊ ኣብርሀ