ቃለ መሕትት ምስ ኣምባ.ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርጊስ ወፍሪ ኣብ ኤርትራ ብዝምልከት ዝቐረበ ጻውዒት

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

➡ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን ናብ ሃገሮም ኣትዮም ወፍሪ ክገብሩ ዓዲሙ`ሎ። ነቐፍቲ ግን፡ ኣብ ኤርትራ ንወፍሪ ውሕስነት ዝህብ ሕጋዊ መቓን የለን ይብሉ። ኣብቲ ፕረዚደንት ኢሳያስ ምስ ተለቭዥን ኤርትራ ዝገበሮ ንወፍሪ ዝምልከት ቃለ-መጠይቕ ተመርኩሱ፡ ምስ ነባር ዲፕሎማትን ምሁር ስነ-ቁጠባን ዶ/ር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ቃለ-መጠይቕ ኣካይዱ`ሎ።