ቃለ-መጠይቅ ምስ ኣቶ ዩሃንስ ፈርናንድ ድራር ኽኢላ ስነ-ኣእምሮ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ኣቶ ዮውሃንስ ፈረናንድ ድራር - ኽኢላ ስነ-ኣእምሮ

ዝሓለፈ ሰሙን 10 መስከረም 2016፡ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ምክልኻል ነብሰ-ቕትለት ተዘኪሩ ኔሩ።

ጸገም ነብሰ-ቕትለት፡ ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ኣብ ዝርከብ ማሕበረሰብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ማዕረ ክንደይ ኣሰካፊ`ዩ?

ንምክልኻሉ`ኸ እንታይ ክግበር ይክኣል? ዝብል ሕቶታት ዝምልሰልና ሓደ ኽኢላ ስነ-ኣእምሮ ዓዲምና`ለና። ኣቶ ዮውሃንስ ፈረናንድ ድራር ኣብ ካናዳ ከተማ ኦታዋ፡ ከም ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኾይኑ ኣገልግሎት ምኽሪ ዝልግስ በዓልሞያ`ዩ።

ብዛዕባ`ቲ ዝተዘከረ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ምክልኻል ነብሰ ቕትለት ብዝምልከት ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ-መጠይቅ ምስ ኣቶ ዩሃንስ ፈርናንድ ድራር ኽኢላ ስነ-ኣእምሮ