ዓለምለኸ መዓልቲ መንእሰያት ኣብ መቐለ

Your browser doesn’t support HTML5

ሰኑይ 12 ነሓሰ ተዘኪሩ ብዝውዕል ዓለምለኸ መዓልቲ መንእሰያት ኣብ መቐለ’ውን ብባህላዊ መሰናድኦን ካልእ መደባት ተዘኺሩ ውዒሉ ኣሎ። ናይ ሎሚ ዓመት መዓልቲ መንእሰያት ብዓለምለኸ ደረጃ፡ ንመንእሰያት ናብ ዘላቒ ዲጂታላዊ ምዕባለ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ’ዩ ተጸንቢሉ።