ቃለ መጠይቕ- ኣብ ጉዳይ ንዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ህጻናት

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ- ኣብ ጉዳይ ንዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ህጻናት

ሎሚ 11 ጥቅምቲ ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ህጻናት’ዩ።

እዛ መዓልቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ክኽበር ብሕቡራት ሃገራት ዝተወሰነ ኮይኑ ብፍላይ ድማ ኣብ ትምህርቲ ዘሎ ዘይማዕርነትን ካልኦት ብድሆታትን ትኹረት ንምሃብን ኣፍልጦ ክብ ንምባል ዝዓለመ እዩ።

ኣብዚ ጉዳይ ክዛተያ ወናኒት ኣብ ምምዕባል ደቂ ኣንስትዮ ዝሰርሕ ፕረል ሊደርሺጵ ኢንስትዩት ዝኾነት ወ/ሮ ጸጋ ስዮም መድህንን ጋዜጠኛን በዓል ሞያ ቴክኒክ ወ/ሮ ብርሃን ሃይሉን ዓዲምና ኣለና።