ኣዲስ ኣበባ —
ሓረስቶት ቡን ዝረኽብዎ ረብሓ ብመንጽር'ቲ ብዙሕ ቢሊዮን ዶላር ዝውንን ዓለምለኸ ኢንዱስትሪ ኣዚዩ ውሑድ ብምዃኑ ከምዓራረ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ሃይለማሪያም ደሳለኝ ተላቢዮም።
እቲ ኢንዱስቱሪ ንደቂ-ኣንስትን መንእሰያት ኣዋልድን ዝሓቁፈን ዝሓሸ ክፍሊት ዘርክበለንን ክኸውን ኣለዎ እውን ኢሎም።
ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
'ብመንጸር ዓለም-ለኸ ኢንዱስትሪ ቡን ሓረስቶት ዝረኽብዎ ረብሓ ውሑድ’ዩ' ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ