ብዳዕሽ ዝድገፉ ሶማሊያውያን ዕጡቓት ቁጽሮም ይውስኽ ኣሎ ተባሂሉ

ፋይል

ላዕላዋይ በዓልስልጣን ስለያ ፑንትላንድ ኣብዲ ሑሴን፡ ዳዕሽ በቲ ኣብ የመን ዘሎ መሓውሩ ጌሩ ናብ ሶማል ገንዘብን ኣጽዋርን ክልእኽ ጀሚሩ`ሎ ይብል።

ብተወሳኺ ዝሓለፈ 30-40 ዝነበረ ብዝሒ ሎሚ 100-150 በጺሖም ኣለዉ ይብል ኣተሓሒዙ። መንግስቲ ሶማል ኣነኣኢሱ ክርእዮም ከምዘይብሉን፡ ኣብ ወተሃደራዊ ሓይሊ ከይተመርኮሰ ኣብ ስነ-ሓሳባዊ ዓወት ከተኩር ይጽውዕ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ብዳዕሽ ዝድገፉ ሶማሊያውያን ዕጡቓት ቁጽሮም ይውስኽ ኣሎ ተባሂሉ