ኣብ ኤርትራ፡ ኩነታት ሕርሻ ዝከታተል ሮቦት ይምሃዝ

ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ሰሙን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኤርትራ ኣብ ኮለጅ ሓልሓል ዓመታዊ ፈስቲቫል ኣካይዶም ኔሮም።

ኣብ`ቲ ፈስቲቫል ካብ መንጎ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት. ተማሃሮ ዘቕረብዎ ምርኢት ዝተፈላለየ ምህዞታት ገሊኡ ኔሩ። ካብ`ቲ ምህዞታት ድማ ሓደ፡ ተማሃሮ ኮለጅ ሕርሻ ሃመልማሎ ዘቕረብዎ ኣብ ናይ ሕርሻ ቦታ እናተንቀሳቐሰ ዳህሳስ ብምክያድ ንኩነታት`ቲ ሕርሻ ሓበረታ ዘመሓላልፍ ሮቦት`ዩ።

ኣብ`ዚ መደብ`ዚ ካብ መንጎ`ቶም ነቲ ሮቦት ዝሰርሑ ሓደ ቀሪቡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኤርትራ፡ ኩነታት ሕርሻ ዝከታተል ሮቦት ይምሃዝ