ፈስቲቫል እንጀራ ኣፍሪቃ -- ኣብ ዙርያ መኣዲ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ መፋርቕ ናይዚ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ከተማ ካምፓላ ኡጋንዳ “ፈስቲቫል እንጀራ ኣፍሪቃ” ዝተሰምየ ባህላዊ፡ ምልውዋጥ ሓበሬታን ኣብ ዕብየት ንግዲን ዘተኰረ ፈስቲቫል ተኻዪዱ ነይሩ። እዚ ካብ በበይነን ሃገራት ምብራቕን ቀርኒን ኣፍሪቃ ዝተኻፈሉዎ ኣጋጣሚ፡ ኣብ ኡጋንዳ ብዝርከቡ ኤርትራውያን ኣወፈርቲ ዝተበገሰ’ዩ። ንኽልተ ካብቶም ኣዳለውቲ እዚ ኣጋጣሚ ዝዀኑ ኣዘራሪብና ኣለና።