ዋሽንግተን —
ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ሰራዊት ህጹጽ ወሃቢ ሓገዝ ድጋፍ ዝካየድ ዘሎ ኹናት ክሳብ 300-ሽሕ ዝበፅሑ ሰባት ኣባይቶም ራሕሪሖም ክሃድሙ ኣገዲድዎም’ሎ። እቶም ሰባት ካብታ ብሰንኪ’ቲ ኣብታ ምብራቅ ኣፍሪቃዊት ሃገር ዘሎ ጎንፂ ካብ ኣባይቶም ንዝሃደሙ ስድራ-ቤታት መዕቆቢ ካብ ዝነበረት ክፍለ-ግዝኣት ንኽሃድሙ ኣገዲዱ’ሎ ክብል ሕቡራት ሃገራት ሎሚ ሓሙስ አፍሊጡ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሕ/ሃ ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ኲናት 300-ሽሕ ሰባት ካብ መንበሪኦም ተመዛቢሎም ይብል