ዋሽንግተን —
ኣብ ልዕሊ መራሕቲ ፈዴራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ ዝተኻየደ ምርመራ ድሕሪ ምዝዛሙ እንደገና ናይ 28 መዓልታት ቆጸራ ምሃብ ግቡእ ኣይኮነን ክብሉ ናይቲ ፓርቲ ኣካቢ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ ኣቶ ወንድሙ ኢብሳ ንድምጺ ኣሜሪካ ክፍሊ ኣምሓርኛ ገሊጾም።
ኣቶ ወንድሙ ብተወሳኺ ንሶም ዝጣበቑሎም ልዕሊ 30 ዝኾኑ እሱራት ኣባላት'ቲ ፓርቲ ኣብ መጋባእያ ቀሪቦም ጉዳዮም ንከይከታተሉሎም ብፖሊስ ተአጊደ ይብሉ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5