ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብቲ ከርእዮ ዝጸንሓ መጠን ዕብየት ኣብ 2016 ዓ.ም ከንቆልቁል’ዩ ይብል ትካል ገንዘብ ዓለም

ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቅጽል ዓመት ከንቆልቁል’ዩ ክብል ትካል ገንዘብ ዓለም( IMF) ኣፍሊጡ።

ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመተ 2016 ዓ.ም ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ 4.5 % ክዓብይ’ዩ ክብል’ውን ተነብዩ’ሎ።

ንልዕሊ 10 ዓመታት ካብ ልዕሊ 10 % ዕብየት ከርኢ ዝጸንሐ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ደርቂን ምንቁልቋል ዕዳጋ ኣቑሑ ዓለም ምንካዩ ብፍጥነት ከንቆልቁል ከምዝገበሮ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን (IMF) ኣብ ዘካየድዎ ዓመታዊ ኣኼባ ተገሊጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብቲ ከርእዮ ዝጸንሓ መጠን ዕብየት ኣብ 2016 ዓ.ም ከንቆልቁል’ዩ ይብል ትካል ገንዘብ ዓለም