መቐለ —
ብሓገዝ ኢጋድ ኣብ ዪንቨርሲቲ መቐለ ዝተምሃሩ ዜጋታት ሓሙሽተ ሃገራት ትማሊ ተመሪቖም።እቲ መደብ ብኣፍሪካዊ ትካል ኣብቲ ዪንቨርስቲ ዝተኻየደ ፈላሚ ትምህርታዊ መርሃግብሪ እዩ ተባሂሉ’ሎ።
አብቲ ብኢጋድ ብዝተዋደደ ልምዓት ተፋሰስ ብደረጃ ካልአይ ዲግሪ ንክልተ ዓመት ሰልጢኖም ዝተመረቑ ተማሃሮ ትሽዓተ እዮም።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።
Your browser doesn’t support HTML5
ብሓገዝ ኢጋድ ኣብ ዪንቨርሲቲ መቐለ ዝተምሃሩ ዜጋታት ሓሙሽተ ሃገራት ተመሪቖም