ይርጋኣለም ፍስሃ-- ካብ መስኮት ቤት-ማእሰርቲ ናብ ዓለማዊ መድረኻት

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራዊት ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ኣብ በበይኑ መድረኻት ስራሓታ ዘቕረበት ገጣሚት’ያ። ሕጂ ኣብ ሃገረ ጀርመን እትርከብ ይርጋኣለም፡ ቅድሚ ናብታ ሃገር ምእታዋ ኣብ ኤርትራ ብምኽንያት ሞያ ጋዜጠኝነት ንሽዱሽተ ዓመታት ተኣሲራ ዝነበረት’ያ። ይርጋኣለም ኣብ ስደት ድሕሪ ምኻዳ በበይኑ ሽልማን ስነ-ጽሑፍን ምግላጽ ሓሳባትን ተቐቢላ ኣላ። ንስራሓታን ኣብ ቀረባ እዋን ብዛዕባ ዝረኸበቶ ሽልማትን ኣመልኪትና ኣዘራሪብናያ ኣለና።