ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ፍሎሪዳ ብህቦቡላ ሚልተን ንዝተጎድኡ ከባቢታት ኣብ ዝበፅሕሉ እዋን ንመስርሒ ዝተቛረፀ መስመራት ኤሌክትሪክ ዝውዕል ናብ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ሓዱሽ ሓገዝ ክህቡ ምዃኖም ቃል ኣትዮም። ዋላ’ዃ ፃዕሪ ምብፃሕ ሓገዝ ይቕፅል እንተሎ ምስ ምቅራብ መዓልቲ ምርጫ ተተሓሒዙ ግጉይ ሓበሬታ ብናህሪ ይበዝሕ ምህላዉ ሰበስልጣን የጠንቅቑ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዋላ’ኳ ግጉይ ሓበሬታ ይበዝሕ እንተሎ ንግዳያት ህቦቡላ ሓገዝ ይባፃሕ ኣሎ