ጽልዋ ህቦቡላታት ሀሊንን ሚልተንን ኣብ ምርጫ 2024

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ክፍለ ግዝኣታት ፍሎሪዳ፣ ኖርዝ ካሮላይናን ጆርጂያን ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰባት ዝቐተለን ብዓሰርተታት ቢሊዮናት ዶላር ዝግመት ንብረታት ዘዕነወን ክልተ ዓበይቲ ህቦቡላ ካብ ዘስዓቦ በሰላ ንምሕዋይ ጻዕርታት የካይዳ ኣለዋ። ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ክካየድ ሓደ ወርሒ ኣብ ዝተረፈሉን እቲ ውድድር ኣዝዩ ተቐራራቢ ይኸውን ኣሎ።