ዝተፈላለየ አረኣእያ ብዛዕባ መጽናዕታዊ ፅሑፍ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰባት በረኻ ሲና

Meron-Estifanos

ኣብ መጀመርታ’ዚ ወርሒ ኣብ ኤውሮጳ ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰባት በረኻ ሲና ብፍላይ ኤርትራውያን ብዝምልከት ሓደ መጽናዕታዊ ፅሑፍ ናብ ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ቐሪቡ ተዘርጊሑ`ሎ።

ሓንቲ ካብ ፀሓፍቲ’ቲ ፅሑፍ ሜሮን እስቲፋኖስ እቲ መጽናዕቲ ንዝሓለፈ 3- ዓመታት ምስ ግዳያት ጨወያ ሲናይ ኣብ ዘካየደቶ ብአማእት ዝቑፀር ሰዓታት ቃለ-መጠይቃት ዝተመርኮሰ ምኻኑ ገሊፃ።



Ambassador-Tesfamicheal-Gerahtu

ብዛዕባ'ቲ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ምላሽ መንግስቲ ኤርትራ ዝሃቡ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ እቲ መፅናዕቲ ንኤርትራ ንምንዓብ ብዝደልዩ ጉጀለ ሰባት ዝተኻየደ'ዩ ክብሉ ነቲ መፅናዕቲ ነፂጎሞ'ለው።





ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

Human-Trafficing-Report-Book