መንግስቲ ኢትዮጵያ ስድራ ኣብ ወጻኢ ሃገር ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ሰባት ይአስር አሎ ክብል ጉጅለ ተሓላቒ ሰብአዊ መሰላት ሁማን ራይትስ ዎች አፍሊጡ።
ናይሮቢ —
ካብ መንጎ እቶም ዝተአሰሩ አብ ሜልበርን አውስትራልያ አብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ አብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ኢትዮጵያዊያን ብዕድመ ዝሸምገሉ አደ ከምዝርኸብዎም ተፈሊጡ’ሎ ይብል ሁማን ራይትስ ዎች።
ብተወሳኺ ሰለስተ አሕዋት አበይ ከምዝአተዉ ሃለዋቶም ክፍለጥ ኣይተኻእለን ይብል።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።
Your browser doesn’t support HTML5
"ኣብ ኢትዮጵያ ስድራቤት ተቓወምቲ ይእሰሩ ኣለው" ሁማን ራይትስ ዎች