ሽረ —
ኣገልግሎት ጥዕና ክልል ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ብኸቢድ ኣብ ዝተሃሰየሉ፡ ገለ ወገናት ግን ነቲ ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ጥራይ ዘይኰነስ ኪንዮ’ቲ ቅድሚ ኲናት ዝነበረ ኣገልግሎት ንምስፋሕ’ውን ይሰርሑ ኣለዉ። ሓደ ኣብነት ናይዚ ድማ ኣብ ከተማ ሽረ ቅድሚ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ኣቢላ ዝተኸፍተት ሆስፒታል ዶክመር’ያ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሆስፒታል ዶክመር ሽረ -- ተስፋ ኣብቲ ጽልሙት ደመና