ቚራዕ ስነ-ጥበባውያን ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኦሃዮ

Your browser doesn’t support HTML5

ቤተ-መዘክር ስነ-ጥበብ ኬነዲ ኦሃዮ ዩኒቨርስቲ ኣብ ኣፍሪቃ ብጠቅላላ ብፍላይ ድማ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ ዝጸንሐን ዘሎን ምዝንባል ዜጋታትን ስደትን ብዝምልከት ናይ ሰለስተ መዓልታት ሲምፖዝዩምን ምርኢት ስነ-ጥበብ ኣካይዱ። (ቪድዮን ምስልን ካብ ኣብርሃም ተስፋልኡል)