ሽልማት ፅልዋ ፈጠርቲ ኣፍሪቃውያን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ስፖርት ስነጥበብን ስራሕቲ ምህዞን ተዋፊሮም ንማሕበረሰብ ዘገልገሉ ኣፍሪቃውያን ሽልማት ዝህብ ፈጠርቲ ፅልዋ ኣፍሪቃውያን (AFRICAN IMPACT AWARD) ዝተባህለ ትካል ናይ'ዚ ዓመት ስነስርዓት ሽልማት ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሜሪላንድ ተኻይዱ ነይሩ።