ሕልና ኣብ ዓወታ -- ኣርኣያ ንብዙሓት

ሕሊና ተ.

ተመሃሪት 12 ክፍሊ ሕልና ተኽለማርያም ንመላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሳተፈ ውድድር ሓፈሻዊ ፍልጠት ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዋቲት ኰይና ኣላ። እዚ ካብ 240 ኣብያተ-ትምህርቲ ዝተዋጽኡ ተመሃሮ ዝተሳተፉዎ ውድድር፡ ብሚኒስትሪ እቶትን ኮሚሽን ግምሩክን ኢትዮጵያ ዝተዳለወ’ዩ ነይሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ሕልና ኣብ ዓወታ -- ኣርኣያ ንብዙሓት