ጉዳይ ክልከላ ሕጃብ ተመሃሮ ኣኽሱም ብቃላት ሰብ-ጉዳይ

ንክልከላ ሕጃብ ብምቅዋም ኣብ መቐለ ካብ ዝተኻየደ ሰልፊ ዝተወደ

ኣርባዕተ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣኽሱም፡ ተመሃሮ ኣመንቲ እስልምና ሕጃብ ለቢሰን ንኸይመሃራ ድሕሪ ምእጋዱ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ወገናት ክልል ትግራይ መዛረቢ ዛዕባ ኰይኑ ኣሎ። በበይኖም ኣካላት እቲ ጉዳይ፡ መፍትሒ ክግብሮ ጻውዒት ኣቕሪቦም ከብቅዑ፡ ዛጊት ግን ኣብ መዛዘሚ ኣይበጽሐን።

ምሉእ ትሕዝቶ መደብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ጉዳይ ክልከላ ሕጃብ ተመሃሮ ኣኽሱም ብኣንደበት ሰብ-ጉዳይ