ኣብ ናይ 12 ክፍሊመልቀቂ ፈተና ዝለዓለ ውፅኢት ምስ ዘምፅኡ ተምሃሮ ቃላሚኖ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ናይ 12 ክፍሊመልቀቂ ፈተና ዝለዓለ ውፅኢት ምስ ዘምፅኡ ተምሃሮ ቃላሚኖ

ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2016 ናይ 12 ክፍሊ ሃገራዊ ፈተና ካብ ዝወሰዱ ልዕሊ 674-ሽሕ ተፈተንቲ 5.4% ወይ ድማ 36,409 ተማሃሮ ጥራሕ ንላዕለዋይ ትምህርቲ ምሕላፎም ሚኒስትር ትምህርቲ ምግላፁ ዝዝከር እዩ። እዚ ውፅኢት ካብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ምምሕያሽ ዝተራእየሉ እዃ እንተኾነ ሎምዘበን ተማሃሮ 12 ክፍሊ ካብ ዘፈተና ኣብያተ ትምህርቲ እተን 1,363 ዋላ ሓደ ተምሃራይ 'ውን ከምዘየሕለፋ ተገሊፁ።

እዚ ኾይኑ ኣብ ሙሉእ እታ ሃገር ካብ 700 ዝተረኽበ ዝለዓለ ውፅኢት ነጥቢ 675 ኮይኑ ብደቂ ኣንስትዮ ድማ 662 ኮይኑ እዩ። ክልቲኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ተምሃሮ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ እዮም።